- ንሓገዝ ሓድሽ ጥርዓን ገይረ እየ - ናይ ሓገዝ ክፍሊት ተዶናግዩ ኣሎ - ንናይ ሓገዝ ዉሳኔ ይጽበይ ኣለኹ
- ክራይ ወይ ዕዳ ግብሪ ቤት-ምኽሪ- ጋዝ ወይ ኤሌትሪክ- ክረዲት ወይ ናይ ዱኳናት ካርድታት- ዉልቓዊ ለቓሕ ከምኡዉን ብዙሕ ወጻኢ - ንመሓዙትን ስድራቤትን ይእዉድ - ናይ ሓገዝ ገንዘብ ምምላስ
- ኣብመንጎመግቢ/ነዳዲ/ናይሞባይልክሬዲትይዉስንኣለኹ - ትሑትኣታዊወይባዶሰዓታትዉዕል- ወጻኢታትንምሽፋንብሕጊእተወሰነናይሕማምክፍሊት ኣዝዩ ትሑት እዩ- ዘየድላይነትከጋጥመካከሎ- ንደገፍብቑዕሙዃነይርግጼኛኣይኮንኩን- ለዉጢኣብኩነታት(ንኣብነትሓድሽቖልዓ/ናይሞት ምፍልላይ/ሕማም/ዝሓደገካ መጻምድቲ)
- ስርሐይ ስኢነ/ዝተቐነሰ ሰዓታት- ገንዘብ ጠፊኡኒ/ካብ ትጽቢት ወጻኢ ወጻኢታት - ሓደጋ (ንኣብነት ምዕልቕላቕ ማይ ወይ ሓዊ)- ርክባት ምዕናዉ- ገንዘብ ደዉ ኢሉ (ንኣብነት ሕክምና ተሪፉ)- እተኣገደ - ናብ ምርጫ 5 ተመልከት